Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተጨውዩ ከምዝተቐትለ ተሰሚዑ

6 min • 23 maj 2024
ጸብጻባት ዜና (23052024) * ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ሸውዓተ ጓሶት ከም ዝተቐትሉ ሓቢሩ፣ * ብኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ትግራይ ዑደት ኣሳሊጡ፣ * ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተጨውዩ ምቕታሉ ተሰሚዑ፣ * ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ደቡብ ብዝተፈጥረ ግጭት ሓደ ስጳኛዊ ዜጋ ከምዝሞተ ሚኒስትሪ ቱሪዝም ኣፍሊጡ፣
00:00 -00:00