Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ሰነ 2024)

5 min • 12 juni 2024
ኣርእስታት ዜና፡ ኣውስትራሊያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ንህዝቢ ቓዛ ተወሳኺ ናይ 10 ሚሊዮን ዶላር ሂባ ኣብ ገማገም ባሕሪ የመን ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 49 ስደተኛታት ካብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከም ዝሞቱ ኣህጉራዊ ትካል ስደት ገሊጹ። ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራሊያ ሶኮሩ ንጋንታ ፍልስጤም 5ብ0 ኣብ ፐርዝ ስዒራታ።
00:00 -00:00