Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሓምለ 2024)

5 min • 23 juli 2024
ንሎሚ 23 ሓምለ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ቱርኪየ ሓይሊ ባሕራ ናብ ሶማሊያ ትልእኽ። ተወሰኽቲ ኣባላት ዴሞክራት ነቲ ሰልፊ ንምምራሕ ን ምክትል ፕረሲደንት ኣመሪካ ካመላ ሃሪስ ይድግፉ ኣለዉ ። ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ክልተ ናይ ውሕጅ ሓደጋ ፡ ካብቲ ጭቃ ብውሕዱ 50 ሬሳ ክወጽእ ተኻኢሉ ።
00:00 -00:00