Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መንግስቲ ሃንደበታዊ ምጉዳል ግብሪ ኣብ ባጀቱ ኣንጸባሪቑ፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 መጋቢት 2025)

5 min • 25 mars 2025
ንሎሚ 26 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ኣርእስታት ** ፈደራል መንግስቲ ሃንደበታዊ ምጉዳል ግብሪ ኣብ ባጀቱ ኣንጸባሪቑ፡ እንተኾነ ተቓዋሚ ሰልፊ ከምዘይግፎ ኣፍሊጡ ... ** ሓደ ቤት ፍርዲ ጃፓን ፡ ኣብታ ሃገር እትርከብ ኣካራኻሪት ቤተ ክርስትያን ሓድነት (Unification Church) ክትዕጾ ኣዚዙ። ** ጋንታ ሶኮሩ ንሃገራዊት ኩዕሶ እግሪ ቻይና 2- ብባዶ ብምስዓር ናብ ዋንጫ ዓለም ምረሻኣ ትቕጽል..
00:00 -00:00