Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መዲና አይሳ ክብረወሰን 5000 ሜ ሰይራ፣ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሃይናን ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ወዲኡ፣

14 min • 1 september 2024
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/09/2024) * ኣብ ሊማ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና መንእሰያት ት20 ኣትለቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብብዝሒ መዳልያታት ዝድነቕ ካልኣይቲ ወጺኣ፣ መዲና አይሳ ክብረወሰን 5000 ሜ ሰይራ፣ * ኣብ ሮማ ኣብ ዝተኻየደ ርክባት ኣልማዛዊ ሊግ ዋንዳ ኢትዮጵያዊ ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ውድድር 5000 ሜ ደቂተባዕትዮ ተዓዊቱ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሃይናን ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ወጺኡ፣ * ጋንታ ንግድ ባንክ ኢትዮጵያ ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮንስ ሊግ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ወይ ካፍ ንዞና ሴካፋ ወኪላ ክትሳተፍ`ያ፣ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲን ሊቨርፑልን 100% ዓወተን ክቕጽላ`ንከለዋ መቐናቕንተን ኣርሰናል ግን ንፈለማ ግዜ ሰንከልከል ኢላ ኣብ ሜዳኣ ማዕረ ወጺኣ፣
00:00 -00:00