Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መዳልያታት ዝዓተረ ኣውስትራልያዊ ኣትሌት ንብሪጣንያ'የ ዝወዳደር ኢሉ፣ ኤርትራዊ ማእከላይ ዳኛ ግጥም ካፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ዳንዩ፣

13 min • 25 augusti 2024
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/08/2024) * ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ውራያት ቅድድም ብሽግለታ ኤውሮጳ ይሳተፉ'ለዉ፣ * ኤርትራዊ ሄኖክ ተስፋሚካኤል ዘርኦም ሰንበት ዝተኻየደ ካልኣይ እግሪ ግጥም ካፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣብ መንጎ ሻምፒዮን ጋና ኤፍሲ ሳማርቴክስ 1996ን ካሜሩናዊት ጋንታ ቪክቶርያ ዩናይትድን ማእከላይ ዳኛ ኮይኑ መሪሑ፣ * ሓደ ካብ ዝለዓሉ ተቐዳደምቲ ብሽግለታ ኣውስትራልያ ዜግነቱ ብምቕያር ኣብ መጻኢ ዝካየዱ ዓለምለኻውያን ውድድራት ንዓባይ ብሪጣንያ ወኪሉ ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ 2024/25 ካልኣይ ሰሙኖም ኣብ ዘጠናቐቕሉ፣ ማንቸስተር ሲቲ፣ ኣርሰናል፣ ሊቨርፑልን ብራይተንን ክልተ ተኸታተልቲ ዓወታት ዘመዝገባ ኮይነን፣
00:00 -00:00