Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ምርዳእ ስርዓተ ሕጊ፡ ኣብያተ ፍርዲን ሕጋዊ ደገፍን (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

11 min • 23 juli 2024
ስርዓተ ሕጊ ኣውስትራሊያ ፍትሒ ንምርግጋጽን መሰላት ዜጋታታ ንምሕላውን ተባሂሉ ዝተገብረ ዝተሓላለኸ ቅርጺ እዩ ። ኣውስትራልያ ከም ፈደረሽን ፡ ሽዱሽተ ግዝኣታትን ክልተ ክልላትን ትሓቍፍ ፣ ነፍሲ ወከፍ ግዝኣታ ድማ ናይ ገዛእ ርእሳ መንግስትን ሓጋጊ ኣካልን ስርዓተ-ቤት ፍርድን ዘለዋ ኰይና ፡ ጐድኒ ጐድኒ ናይ ሓባራዊ ኃብቲ (ፌደራላዊ) ስርዓታት ኰይና ትዓዪ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣውስትራሊያ ትሕዝቶ እዚ ፡ እዚ ስርዓት ብኸመይ ከም ዝዓዪን ሕጋዊ ሓገዝ ንምርካብ ዘሎ ኣማራጺታትን ክንርኢ ኢና ።
00:00 -00:00