Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቢንያም ካብ'ቲ ጂሮ ድ'ኢታልያ ዝወደቐሉ ሓውዩ ናብ ቅድድም ተመሊሱ፣ ማንቸስተር ሲቲ ንራብዓይ ግዜ ሻምፒዮን ፕሪምየር ሊግ ኮይና

12 min • 19 maj 2024
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (20052024) * ኣብ ሎሳንጀለስ ኣሜሪካ ኢትዮጵያዊ ሰለሞን ባሬጋ ንሓያላት መቐናቕንቱ ቀዲሙ ተዓዊቱ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢጣልያ ድሕሪ ምውዳቑ ንፈለማ ግዜ ናብ ውድድር ተመሊሱ፣ * ኣብ ጂሮ ድ’ኢታልያ ኸኣ ኣማኑኤል ገ/ሄርን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ተሳትፎኦም ይቕጽሉ፣ * ሳልሳይ ዙርያ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ት17 መንእሰያት ኣብ ናይሮቢ ተኻይዶም ኬንያ ንኢትዮጵያ 3-0 ስዒረንአን፣ * ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ብዓወት ማንቸስተር ሲቲ ተዛዚሙ፣ ኣርሰናል ካልኣይቲ ክትወጽእ’ንከላ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ከኣ ብብዝሒ ሽቶታት ኣብ’ዚ ወቕቲ ሳልሳይ ወዲኡ፣
00:00 -00:00