Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ዘመዝግቦም ቅያታት ቀጺሎም ካልኣይ መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ

9 min • 6 juli 2024
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (07/07/2024) * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ካልኣይ መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ። * ኣብ ልዕሊ ሓደ ቤት ትምህርቲ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቓዛ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ብውሑዱ 16 ፍልስጤማውያን ተቐቲሎም፣ * ፕረዚደንት ዩናትድ ስቴትስ ጆ ባይደን ድሕሪ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዘርኣዮ ድኹምን ኣዕናውን ዝተባህለሉ ብቕዓት ኣብ ክትዕ ኣንጻር ዶናልድ ትራምፕ ናይ ምስትውዓል ጥዕንኡ ኣብ ምልክት ሕቶ ድሕሪ ምእታዉ ፈጣሪ ጥራይ’ዩ ካብ ውድድር ዝኣልየኒ ይብል፡ * ኣብ ግጥማት ዩሮ 2024 እንግሊዝን ነዘርላንድስ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፈን፣
00:00 -00:00