Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ባህሊ ምስታይ ቡን ኣውስትራሊያ፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

10 min • 28 maj 2024
ኣውስትራሊያዊያን ብዙሕ ቡን ብምስታይ ዝፍለጡ እዮም ፡ በዚ ድማዩ መልበርን ዝበዝሐ ግዜ ዋና ከተማ ዓለም ቡን ትበሃል ። ቡን ምእዛዝ ዕቱብ ስራሕ ስለ ዝዀነ ፡ ኣብዚ ሰሙን እዚ ነቲ ናይ ካፈ ዓይነታት ክንፍትሾ ኢና ።
00:00 -00:00