Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ብማሕበረኮም ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ (ENCC) ተመዲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ንምንታይ ተሰሪዙ፧ ዝርርብ ምስ ሃቱ ገብረመድህን።

18 min • 20 februari 2025
ሲቲ ካውንስል Meri bek ብ ማሕበረሰብ ሃገራዊ ካውንስል ኤርትራዊያን (ENCC)ተመዲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ከምዝተሰረዘ ሀራልድ ሳን ጸብጺቡ ኣሎ። እቲ ጋዜጣ ዘውጽኦ ጸብጻብ መሰረት፡ እቲ ኣካታዒ (ኮንትሮቨርሺያል) ፈስቲቫል ኢሉ ዝጸውዖ፡ በቶም ኣዳለውቲ እቲ ፌስቲቫልን ነቲ ፌስቲቫል ዝቃወሙ ግጭት ከይፍጠር ብምስጋእ ኣብ ኮበር ታውን ሆል ናይቲ ካውንስል ኣዳራሽ ክግበር ተሓሲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ክስረዝ ገይሩ ኣሎ። ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ ካብቶም ነቲ ፈስቲቫል ዘዳልውን ነቲ ፈስቲቫል ዝቃወምዎን ከነዘራርብ ሓቲትና፡ ካብ ሰማያዊ ማዕበል ፍቓደኛ ኮይኑ ዝቐረበ ኣቶ ሃቱ ገብረመድህን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
00:00 -00:00