Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ነዛ መዓልቲ ንኽንርእያ ካብ ነዊሕ እዋን ኢና ክንጽበያ ጸኒሕና" ሓጎስ ሶርያውያን ብምውዳቕ ስርዓት ኣሳድ

9 min • 9 december 2024
ፕረዚደንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ፡ ብሰንበት ካብ ደማስቆ ካብ ዝሃደመሉ እዋን ኣትሒዙ ፡ ኣብ መላእ እታ ሃገር ኰነ ክንዮ ሶርያ ኣብ መወዳእታ እቲ ጨቋኒ ግዝኣት ብምብቃዑ ፡ ሶርያውያን ብሓጎስ ይጽምብሉ ኣለዉ። ኣብ መላእ እታ ሃገር ፡ ሰባት ንሓወልትታት ሃፈዝ ኣል-ኣሳድ ፡ ኣቦ ባሻር ኣል-ኣሳድ ፡ ከምኡውን መስራቲ እቲ ዝወረሶ ስርዓት መንግስቲ ኣፍሪሶምዎ ኣለዉ ።
00:00 -00:00