Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንሕማም ረሲዕ ALZHEIMERS DRUG ዝፍውስ መድሃኒት ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ጀሚሩ/

6 min • 26 augusti 2024
እቲ ኣብ እዋን እርጋን ዘጋጥም ሕማም ረሲዕ (dementia ) ዝከላኸል ናይ መጀመርታ መድሃኒት ኣብ ውሽጢ 30 ዓመት ምምዕባሉ: ንሕሙማት ተስፋ ሂቡ ኣሎ ። [ኣብ መላእ ዓለም ሰፊሕ መርመራ እተገብረሉ መድሃኒት Lecanemab ፡ ነቲ ሕማም ረሲዕነት ዘስዕቦ ጽልዋ ንምዝሓል ዝሕግዝ ናይ መጀመርታ መረጋገጺ ረኺቡ ኣሎ ።] እቲ መድሃኒት ለካነማብ [Lecanemab] ኣብ ኣውስትራልያን ኣብ ካልኦት ሃገራት ዓለምን ናይ ምቁጽጻር መስርሕ ፍቓድ ይካየደሉ እኳ እንተሎ ፡ ኣዝዩ ክቡር ዋጋ ዘኽፍል ብምዃኑ ውሑዳት ሰባት ጥራይ ክረኽብዎ ዝኸውን ከይከውን ተሰጊኡ ኣሎ ።
00:00 -00:00