Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንሩስያ ክስልሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሓንቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኣውስትራልያን ሰብኣያን ክሲ ቀሪብሎም

6 min • 12 juli 2024
ሓንቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኣውስትራልያ ብገበን ስለያ/ኤስፒዮናጅ ተኸሲሳ። ፖሊስ እዛ ጓለንስተይቲ ምስ በዓል ቤታ ኮይና ምስጢራዊ ሓበሬታ ንሰብ መዚ ሩስያ ከተቐብል ፈቲና ክብሉ ክሲ ኣቕሪቦምላ'ለዉ።
00:00 -00:00