Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንኣሽቱ ዋኒናት ንግዲ ዘድልየን ደገፍን ሓበሬታን ብልዕሊ 100 ቋንቋታት (ትግርኛ፣ ኣምሓርኛን ኦሮሞን ወሲኽካ) ነቕርብ

9 min • 10 juli 2024
ወነንቲ ንኣሽቱ ዋኒናት ንግዲ ኣብ'ዚ እዋን ካብ ጥርዓን ህዝቢ ንኣሽቱ ዋኒናትን ብቤተሰብ ዝውነና ንግድታትን ዝሰምዕ (Australian Small Business and Family Enterprise Ombudsman) ብልዕሊ 100 ቋንቋታት ሓበሬታን ደገፍን ክረኽቡ ይኽእሉ'ዮም። መርበብ ሓበሬታ ናይ'ቲ ኦምዱስማን (https://www.asbfeo.gov.au/) ነቶም ካብ ብባህሊን ቋንቋን ዝተፈልዩ ድሕረባይታታት ዘለዎም ሰባት ቀሊል ንምግባሩ ትግርኛ፣ ኣምሓርኛን ኦሮሞን ወሲኽካ ብዙሓት ቋንቋታት ከጠቓልል ተባሂሉ ምትሕድዳስ ተገይርሉ'ሎ።
00:00 -00:00