Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ኢሳያስ ኣፈወርቂ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ምፍልላይ መዝሚዙ ዳግማይ ኲናት ከባርዕ ይዳሎ ኣሎ።" ነበር ፕረ/ ኢትዮጵያ

6 min • 18 februari 2025
ንሎሚ 18 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ምሕበራት እስልምና ነቲ ኣብ መልበርን ኣብ ልዕሊ ክልተ ሙስሊም ደቂ ኣንስትዮ ንዝተፈጸሙ መጥቓዕትታት ዝተዋህበ ምላሽ ድርብ መለክዒ ዘለዎ እዩ ኢሎሞ። ** ነበር ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ፡ “ኢሳያስ ኣፈወርቂ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ምፍልላይ መዝሚዙ ዳግማይ ኲናት ከባርዕ ይዳሎ ኣሎ ክብል ከሲሱ... ** መራሒ እስልምናን ኣብ ዓለም ናይ ፈለማ ተመሳሳሊ-ጾታዊ ኢማምን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተቐቲሉ።
00:00 -00:00