Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ስደተኛታት ብውሑስ ኣገባብ ናብ ካልእ ቦታ ክግዕዙ ጻውዒት ቀሪቡ (ካብ ጸብጻባት)

8 min • 15 juli 2024
* ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ መረበቶም ንምምላስ ይስራሕ ምህላዉ ምክትል ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊጹ: * ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ብኣጋጣሚ መበል 30 ዓመት ምምስራት ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ሳዋ ንዝቐረበ ምርኢት ከፊቱ: * ኣብ ኢትዮጵያ ንዝሓለፉ 30 ዓመታት ካብ መገሻ ወጻኢ ተኣጊዶም ዝጸንሑ ዓሰርተ ሽሕ ውልቀሰባት ነጻ ተባሂሎም: * ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ተጋሩን ካልኦት ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ስደተኛታት ብውሑስ ኣገባብ ናብ ካልእ ቦታ ክግዕዙ ጻውዒት ቀሪቡ:
00:00 -00:00