Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኢትዮጵያ ነቲ ንነዊሕ እዋን ትጽቢት ዝግበረሉ ዝነበረ ሸርፊ ብር ብዕዳጋ ክውሰን ዝብል ውሳነ ከትተግብር ተቐቢላ።

5 min • 28 juli 2024
ፕረዚደንት ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣል'ቡርሃን ፕረዚደንት ኤርትራ ዝርከቦም ሰለስተ መራሕቲ ዓዲሙ። ኣብ ትግራይ፡ ክልተ ሚልዮን ኣብ ሓደጋ ጥምየት ከምዝርከቡ ምስልታት ሳተላይት ኣቃሊዖም። ባይቶ ቱርኪ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኣብ ሶማልያ ክዋፈር ፈቒዱ።
00:00 -00:00