Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራዊያን ብዓወት ቢንያም ግርማይ ሓጎሶምን ሓበኖምን ይገልጹ ኣለዉ። (ሓጸርቲ ዜናታት 03 ሓምለ 2024)

8 min • 3 juli 2024
ንሎሚ 3 ሓምለ 2024 ዝትዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት: ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራዊያን ብዓወት ቢንያም ግርማይ ሓጎሶምን ሓበኖምን ይገልጹ ኣለዉ። ሰራዊት እስራኤል ንፍልስጤማውያን ካብ መብዛሕትኡ ግዝኣት ክሃን ዪኒስ ክግዕዙ ኣዚዙ። ጆ ባይደን ካብ ዉድድር ምርጫ ኣመሪካ ክእለ ካብ ሰልፊ ደሞክራት ጻዊዒት ምቕራብ ጀሚሩ።
00:00 -00:00