Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢጣልያን ቀጥታዊ ናይ ኣየር ርክብ ንምጅማር ውጥን ከምዘሎ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)

4 min • 30 juni 2024
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢጣልያን 'ቀጥታዊ ናይ ኣየር ርክብ' ንምጅማር ውጥን ከምዘሎ ተገሊጹ። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኢትዮጵያ ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ልኡኽ ፓርላማ ጣልያን ዘትዩ። ኣብ ኣምሓራ፡ ኣብ ውሽጢ ሰሙን ኣብ ክልተ ዞባታት ኣስታት 27 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ።
00:00 -00:00