Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ፣ ጎንደር፣ ሸውዓተ ኤርትራውያን ብዕጡቓት ብሳንጃ ከም ዝተወግኡ ተሰሚዑ (ጸብጻባት ልኡኽና 08/07/2024)

8 min • 8 juli 2024
ጸብጻብ ሓጸርቲ ዜናታት (058/07/2024) * ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይን ኤርትራን ጽቡቕ ክራማት ጀሚሩ፣ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ግን ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ብር ዝግምቱ ንብረት ከምዘዕነወ ተሓቢሩ፣ * ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሃመር ናብ ኢትዮጵያ ክጓዓዝ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ሓድሽ መንግስቲ ብሪጣንያ ንምጥራዝ ስደተኛታት ደው ከም ዘብሎ ገሊጹ፣ * ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ጎንደር፡ ሸውዓተ ኤርትራውያን ብዕጡቓት ብሳንጃ ከም ዝተወግኡ ተሰሚዑ፣ * ኣብ ኤርትራ ብውሕዱ 218 ኣመንቲ ክርስትና ከምዝተኣስሩ ገሊጹ፣ * ኣብ ኢትዮጵያ 4.5 ሚሊዮን ሰባት ተመዛቢሎም ከም ዘለዉ ተሓቢሩ
00:00 -00:00