Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ኣውስትራሊያ መስርሕ ምህናጽ መንበሪ ገዛኻ (ምንባረ ኣብ ኣውስትራሊያ)

7 min • 23 oktober 2024
ኣብ ኣውስትራሊያ ገዛ ምስራሕ ናይ ብዙሓት ሰባት ሕልሚ ወይ ራእይ እዩ ፡ እዚ ሕልሚ ተግባራዊ ንምግባር ግን እንታይ ኣገደስቲ ስጕምትታት እዮም ዘድልዩ ። ዝጸንሐ ቤት ምዕዳግ ቀሊል ዝመስል እኳ እንተ ኰነ ፡ መሬት ንምዕዳግን ቤትካ ንምህናጽን ዝግበር መስርሕ ብጥንቃቐ መደብ ምውጻእን ኣብ ግምት ምእታውን ዝሓትት እዩ ። ኣብ ኣውስትራሊያ መንበሪ ገዛኻ ንምህናጽ ዝድለዩ ስጉምትታት ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባአ ኣብ ኣውስትራሊያ ተገሊጹ ኣሎ ።
00:00 -00:00