Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ኣብ ኤርትራ ብቖልዓኣ 2000 መጻሕፍቲ ኣንቢባ፡ ካብ ቦትስዋና ክሳብ ኣመሪካ ብ ነፋሪት እናተጓዕዘት 800 ገጽ ዘለዎ መጽሓፍ ኣንቢባ ወዲኣ" ዕላል ሰዊትን ዮሃንስ በራኺን

30 min • 27 oktober 2024
ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ዑደት ዝገብሩ ዘለዉ በዓልቲ ሞያ ሕጊ ሰዊት ዮሃንስን ወላዲኣ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺን ብዛዕባ ኣብ ትምህርታ ዕውትቲ ኮይና ዝለዓለ ናይ ጥብቅና ሞያ ዝበጽሓትሉ ጉዕዞ፡ ኣብቲ ናታ ጉዕዞ ዓወት ተራ ወለዲን ማሕበረሰብን ዓላል ኣብዚ ካል ኣይ ክፋል ትሕዝቶ ቐሪቡ ኣሎ።
00:00 -00:00