Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ኣብ እዋን ረመዳን ነቶም ምንጻፎም ሓመድ ጉልባቦም ሰማይ ዝኾኑ ቊሊሕ ንብለሉ እዋን እዩ።" ኣቦ ወምበር ባይቶ ጀበርቲ ሑሴን

8 min • 17 mars 2025
ኣብ ከተማ መልበርን ብ ባይቶ ጀበርቲ ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝተዳለወ ናይ ኢፍጣር መደብ ብ 16 መጋቢት 2025 ተኻይዱ ነይሩ ብዛዕባቲ መደብ ኣቦ መንበር እቲ ባይቶ ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ዝሃቦ ርእይቶ ኣሎ ከነቕርቦ ኢና።
00:00 -00:00