Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ወርሒ ረመዳን ዝዳለዉ መግብታት፡ ዕላል ምስ ወ/ሮ ሰሚራ መሓመድ

11 min • 4 mars 2025
ኣብዚ ወርሒ ኣመንቲ ምስልምና ኣብ ናይ ረመዳን ጾም ኣለዉ፡ ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ ኣብ እዋን ረመዳንን ዒድን ዝዳሎ መግቢን መስተን ምስኡ ዝኸይድ ፍቕርን ምትሕውዋስን ኣብ ዓዲን ኣብ ወጻእን ከመይ ከምዝመስል ኣብሪሃትልና ኣላ።
00:00 -00:00