Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ዓፋር ተጫጭሑ ዝተብሃለ ኣንበጣ ገረብ ስግኣት ሓረስቶት ኮይኑ ምህላዉ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)

8 min • 16 oktober 2024
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኣብታ ሃገር ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ኣመልኪቱ ፀብፃቡ ንባይቶ ፀጥታ ውድብ ሑቡራት ሃገራት ኸቕርብ ተሓቲቱ። ኢትዮቴሌኮም ካብ ጠቕላላ 100 ቢልዮን ብር ኣክስዮን ናይ 100 ሚልዮን ብር ኣክስዮን ንመሸጣ ከም ዘቕረበ ኣፍሊጡ። ስምምዕ ኣጠቃቅማ ማይ ሃገራት ተፋሰስ ፈለግ ኣባይ ካብዚ ሰሙን ጀሚሩ ናብ ተፈፃምነት ምብጽሑ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ።
00:00 -00:00