Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ግዜ ሕርሲ ዘጋጥሙ ጭንቀታት እንታይ`ዮም፧ ደቂተባዕትዮ ኸ ይጭነቑ ድዮም፧

12 min • 21 maj 2024
ጥኑሳት እንተኾይንክን ወይ ሓደስቲ ዝወለድክን ብኣጸዋውዓ ቋንቋ እንግሊዝ 'በይቢ ብሉስ' ክበሃል ሰሚዕክን ትኾና፡ እዚ ኣብ ኣርባዕተ ካብ ነብሲወከፍ ሓሙሽተ ደቀንስትዮ ምስ ሓረሳ ዘጋጥመን'ዩ። እቲ ድሕሪ-ምሕራስ ዘጋጥም ጭንቀት (ፖስትነይታል ዲፕረሽን) ግን ካልእ ዝተፈልየ'ዩ። እዚ ንሓዲኦም ካብ’ቶም ወለዲ ከጋጥሞም ይኽእል፡ ክሳብ መዓስ ይጸንሕን ይኸብድን ከኣ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይፈላለ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ ነቶም ድሕረ-ሕርሲ ጭንቀት ዝገብረሎም ሰባት ክሕከሙን ደገፍ ክረኽቡን ኣብ ኣውስትራልያ ዘለዉ ቀረባት ኣገልግሎት ክንፍትሽ ኢና።
00:00 -00:00