Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ኣብ ጥቓ ስድራይ ዝነብርሉ ናይ ኣየር ቅምቡላ ወዲቑ፡ እናንቀጥቀጥኩ ብዜና ከቕርብ ነይሩኒ።” ጋዜጠኛን ገጣምን ሃይሉ ሳህለ

14 min • 29 juli 2024
ኣብዚ ቅሩብ እዋን ናብ ኣውስትራሊያ መጺኡ ምንባር ጀሚሩ ዝርከብ ጋዜጠኛን ገጣምን ሃይሉ ሳህለ ዝገበርናዮ ዕላል። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል ብዛዕባ ናብ ሞያ ጋዜጣኝነትን ግጥምን ኣተኣታትዋኡን ዘጋጠምዎ ኩነታትን ምስ ግጥምታቱ ቀሪቡ ኣሎ።
00:00 -00:00