Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣውስትራልያ ፍልስጤም ምሉእ ኣባል ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ኣድሚጻ

9 min • 12 maj 2024
ኣውስትራልያ ፍልስጤም ምሉእ ኣባል ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ኣድሚጻ። ኣውስትራልያ ሓንቲ ካብ’ተን ነቲ ውሳነ ደጊፈን ዘድመጻ 143 ሃገራት’ያ። እንተኾነ ግን ፈደራል ተቓዋሚ ሰልፊ ነዚ ድምጺ መንግስቲ ግዚኡ ዘይኣኸለ’ዩ ክብል ገሊጽዎ።
00:00 -00:00