Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ኤሪሳት ይኹን ካልእ ትካል ዝሕለፍ ሓሊፉ ክቕጽል ምኽኣል ዓቢ ነገር'ዩ" ዝርርብ ምስ ዮሴፍ ኣልኣዛር ብዛዕባ ዝመጽእ ሲምፖዚዮም።

16 min • 20 oktober 2024
ኣባላ ኮሚቴ ምምኻርን ኣድኣላዊ ሲምፖዚየምን ኤሪሳት ኣቶ ዮሴፍ ኣልኣዛር ብዛዕባ ኣብ 2 ሕዳር 2024 ዝግበር ሲምፖስየምን ስልማት ተባዕ ጋዜጠኛ ምልክያስ ይዛረብ።
00:00 -00:00