Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ኤርትራዊ ዲኻ ትግራዋይ ኢሉ ንዝሓተኒ፡ ክልቲኡ’የ እንተ በልክዎ እንታይ'ዩ ክብል ዝኽእል፧” ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ጋ/ ኻልድ ዓብዱ

25 min • 1 juli 2024
ጋዜጠኛ ካልድ ዓብዱ ኣብ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያን ዘሎ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዝትንትን ነባሪ ሃገረ ሽወደን እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝበጽሓሉ ብዛዕባ ታሪኹን ዘካይዶም ንጥፈታትን ሰፊሕ ዕላል ኣካይድናሉ ኣለና። ኣብዚ ናይ ሎሚ ካልኣይ ክፋል ዕላል ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝሰርሖም ስርሓት፡ ምስ መንነቱ ዝተኣሳሰር ዝገጥሞ ብድሆታትን ዝህቦ ምላሽን ገሊጹ ኣሎ። ሳልሳይን ናይ መወዳእታ ክፋሉን ኣብዝመጽእ ክቐርብ እዩ።
00:00 -00:00