Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኤርትራ ግጭት ንምልዕዓል ዘጋድዱ ናይ ተስፋ ቆረጻት ምትላልታት ንዝበለቶም ኣካይዳታት ዝነቅፍ መግለጺ ኣውጺኣ። (ጸብጻብ)

7 min • 2 oktober 2024
ርክብ ትግራይን ዓፋርን ናብ ንቡር ንምምላስ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበፅሐ ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ፋኖን ምስኦም ርክብ ኣለዎም ዝተባህሉ ኣካላትን ሓያል ስጉምቲ ምውሳዱ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ጅቡቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል፡ ብውሑዱ 45 ሰባት ከም ዝሞቱን ካልኦት ብዙሓት ከም ዝጠፍኡን ተገሊጹ።
00:00 -00:00