Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ 6ይ ፓትርያርክ መሪጻ፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ታሕሳስ 2024)

6 min • 9 december 2024
ኣርእስታት ዜና፡ አቡነ ባስልዮስ 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ኰይኖም ተመሪጾም። ኣይሁዳውያን ናብ ኣውስትራልያ ኣብ ዝኸደሉ እዋን ጸረ- ሴማዊ መጥቃዕቲ ክፍጸም ከም ዝኽእል ዝገልጽ ናይ ጕዕዞ መጠንቀቕታ ከም ዘውጽአ ተሓቢሩ ። ቱርኪ ነቶም ሒዛቶም ዘላ ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ሶርያውያን ስደተኛታት ውሑስን ወለንታውን ምምላስ ዶባ ኸፊታ።
00:00 -00:00