Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ኪዳነ ክፍሉ ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ሰዲዶ፡ ኣነ’የ ኣብ ኣስመራ ተቐቢለ ናብ ሜዳ ኣፋንየዮ።” ገረዝግሄር ተወልደ

31 min • 18 mars 2025
ኣቦ መበር ጽላል ፖለቲካዊያን ሓይልታት ኤርትራ ኣቶ ገረዝግሄር ተወልደ ኣብ ኒውዚላንድን ኣውስትራሊያን ዑደት ኣብ ዝገበረሉ፡ ብዛዕባ ተሞክሮ ህይወቱን ህሉው ኩነታት ፖሎቲካን ኣብ ስቱድዮ ኤስ ቢ ኤስ መልበርን ኣካፊሉ ኣሎ።
00:00 -00:00