Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ክርስቶስ’ዶ ክልተሳዕ ተወሊዱ’ዩ ክልተ መዓልቲ ልደት ነብዕል ዘለና፧ መብርሂ ብዛዕባ ልደት ካብ ቀሺ ዮናስ

16 min • 24 december 2024
ንኹሎም ኣመንቲ ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመት 2024 እናተመነና፡ ታሪኽን ኣመጻጽኣን በዓል ልደት ዝምልከት ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ዝሃብዎ መብርሂ ቀሪቡ ኣሎ።
00:00 -00:00