Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዓቕሚ ዘፍቅዶን ንኹሉ ዝኾንን ንጥፈታት ድሕሪ ትምህርቲ፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

9 min • 18 februari 2025
ኣብ ቤት ትምህርቲ ድሕሪ ሰዓታት ትምህርቲ ዝግበር ንጥፈታት ፡ ንቘልዑን ንመንእሰያትን ብዙሕ ጥቕምታት እዩ ዘምጽኣሎም ፣ ካብ ሓድሽ ሞያ ምምሃር ክሳብ ኣዕሩኽ ምጥራይ ይርከቦ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ኣማራጺታት እንተሃለዉ'ኳ ፤ ክቡራት ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ ፡ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ድሕሪ ሰዓታት ትምህርቲ ሕሱርን ንኹሉ ዝሓቆፍን ፡ ኣበይ ከም ዝርከብ ዳህሲስና ኣለና።
00:00 -00:00