Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣብ ቱር ዲፍራንስ ይጽምበል፡ ፕረ/ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሓጎሱ ገሊጹ ።

7 min • 21 juli 2024
ኣስታት 15-ሽሕ ተመዛበልቲ ትግራይ ናብ መንበሪኦም ምምላሶም ተገሊጹ። ኮሌጅ ምህንድስናን ቴክኖሎጂን ማይ-ነፍሒ፡ 381 ተመሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ትግራይ ድማ ኮሌጅ ኢትዮ ሌንስ ካብ ዲፕሎማ ክሳብ ማስተርስ ዘሰልጠኖም 1557 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ጐንደር ‘ዕጡቓት ፋኖ’ ፈጺሞምዎ ዝተባህለ መጥቃዕቲ ሞትን ምዝንባል ልዕሊ 10 ሽሕ ነበርትን ኣስዒቡ።
00:00 -00:00