Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ሰነ 2024)

12 min • 27 juni 2024
ኣርእስታት ዜና፥ መስራቲ ዊኪሊክስ ጁልያን ኣሳንጅ ምስ ኣኽበርቲ ሕጊ ኣመሪካ ብዝተገብረ ስምምዕ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ማእሰሪ ንመጀመርታ ግዜ መሬት ኣውስትራልያ ረጊጹ ። ድሕሪ'ቲ ብርቱዕ ተቓዉሞን ኣዕናዊ ናዕብን ነቲ ተሓሲቡ ዝነበረ ምውሳኽ ግብሪ ከምዝሰሓቦ ናይ ኬንያ ፕሬዝዳንት ዊልያም ሩቶ ኣፍሊጡ ። ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝፍፀሙ ዘለዉ ጾታዊ ጥቕዓትን መጭወይትን ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፍታት ተኻይዶም። ፕረዝደንትን ምኽትልን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ካብ ስልጣኖም ንምልቃቕ ሕቶ ኣቕሪቦም።
00:00 -00:00