Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ግንቦት 2024)

11 min • 30 maj 2024
ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ናብ ራፋ ንመጥቃዕቲ ታንክታት ልኢኻ ። ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ደቡብ ኣፍሪቃውያን ኣብታ ሃገር ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ድምጾም ንምሃብ ናብ ነቑጣታት መድመጺ ውሒዞም ። ኣብ ርእሲ ከተማ ሕንዲ ዝዀነት ደልሂ ፡ ካብ ቅድሚሕጂ ዝዛየደ 52.3 ዲግሪ ሰንቲግሬድ [ብረቡዕ 29 ግንቦት] ብርቱዕ ሙቐት ተመዝጊቡ ።
00:00 -00:00