Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ገምጋም 2024: ዓወታት ኣብ ኦሎምፒክስ ዝዓብለልዎ ስፖርት ኣውስትራልያን ዓለምን

12 min • 3 januari 2025
2024 ኣብ ስፖርት ዓለም፣ ኣብ ኣውስትራልያን ኣብ መላእ ዓለምን፣ ዓባይ ኮይና`ያ ሓሊፋ። ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ብመንጽር ስፖርት ከመይ ሓሊፎም ኣብ`ዚ ክንምልከቶ ኢና።
00:00 -00:00