Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፕረዚደንት ኢሰያስ፣ ምምዝባልን ስደትን ህዝቢ ሱዳን ከብቅዕ ጸዊዑ ።

6 min • 29 maj 2024
ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ከቢድ ጸገም ከምትርከብ ፓትርያርክ ብጹእ ኣቡነ ማትያስ ገሊጾም። ፌደራሊስ ኮንግረስ ኦሮሞ ካብቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ ዘሎ ሃገራዊ ዘተ ንርእሱ ከምዘርሓቐ ገሊጹ። ኣብ መቐለ ብ 3.6 ቢሊዮን ብር በጀት ዝህነጽ ዘሎ መሰረተ ልምዓት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንምዝዛም ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ፕረዚደንት ኢሰያስ፣ ምምዝባልን ስደትን ህዝቢ ሱዳን ከብቅዕ ጸዊዑ ተባሂሉ
00:00 -00:00