Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፕረዚደንት ፈረንሳ ኣብ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ርእይቶ ሂቡ (ጸብጻባት ዜና 23 ታሕሳስ 2024)

9 min • 23 december 2024
ንሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት: * ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢትዮጵያ ዘልዓለቶ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ቅኑዕን ዝድገፍን ምዃኑ ኣመልኪቱ፣ ውዕል ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ክትግበርን ፍትሕን ተሓታትነትን ክነግስን መንግስቱ ሓቲቱ፣ * ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ፡ ንፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣዘራሪቡ፣ * ቻይናዊ ኩባኒያ "SBM" ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ኢንዱስትሪ ዕደና ተጸንቢሩ፣ * ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ውሳነታት ኣሕሊፉ፣
00:00 -00:00