Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ብዓወት'ተን ሓያላት ጋንታታት ተጀሚሩ፣ ተሳትፎ ኦሎምፒክስ ኢትዮጵያ ነቐፌታ ይቐርበሉ፣

11 min • 18 augusti 2024
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/08/2024) * ሄኖክ ምሉእብርሃንን ነጋሲ ሃይሉ ኣብርሃን ተሳትፎኦም ኣብ ዙር ፖላንድ የጠናቕቑ፣ ወላይ ሓጎስ በርሀ ኸኣ ኣብ ቩወልታ ኢስጳኛ ይቀዳደም፣ * ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ገብረመድህን ሃይለ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ኣፍሪቃ ሞሮኮ 2025 ዝሳተፉ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ መሪጹ፣ * ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ካብ ትጽቢት ንታሕቲ ውጽኢታት ኣመዝጊቦም ተባሂሎም ኣብ ዝውቀስሉ ዘለዉ እዋን ዝሓለፈ ሰሉስ ንዓዶም ተመሊሶም፣ * ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ 2024/25 ብዓወት ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ተጀሚሮም፣ ኣርሰናል፣ ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲን ሓድሽ ወቕተን ብዓወት ጀሚረን፣
00:00 -00:00