Tutoring is a booming industry in Australia, with over 80,000 tutors nationwide. Migrant families often spend big on tutoring, seeing education as the key to success. However, choosing the right tutor is essential to ensure a positive experience and real benefits for your child. - ድሕሪ ስሩዕ ትምህርቲ ወይ ጎድኒ ጎድኑ ዝወሃብ ተወሳኺ ወይ ሓገዝ ትምህርቲ ወይ Tutoring ዓቢይን እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎን ጽላት ኣብ ኣውስትራልያ'ዩ፡ ልዕሊ 80ሽሕ ኣብ'ዚ ዝተዋፈሩ ወይ ሓገዝቲ መምሃራን (tutors) ኣብ መላእ ሃገር ኣለዉ። ሓደስቲ መጻእቲ ስድራቤታት ብዙሕ ግዜ ኣብ'ዚ ብዙሕ ገንዘብ የፍስሱ። እንተኾነ ግን ብሓቂ ካብ'ዚ ንክንጥቀምን ኣወንታዊ ተሞክሮ ንምፍጣርን፡ ቅኑዕ ወይ ልክዕ ዝኾነ ሓጋዚ መምህር (tutor) ንደቅኹም ምርካብ ኣገዳሲ'ዩ።