Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Islamophobia in everyday life - SBS Examines: ጽልኢ እስልምናን ኣስላምን (Islamophobia) ኣብ ዕለታዊ ናብራ

9 min • 18 mars 2025
Against the backdrop of the Israel-Hamas war, incidents of Islamophobia in Australia have surged – whether verbal, physical or online. What's the lasting impact on victims, and what can be done? - ድሕሪ ኲናት እስራኤል-ሓማስ፣ ጽልኢ እስልምናን ኣስላምን ዘንቀዶም በደላትን ተግባራትን ብልዑል ናህሪ ቁጽሮም ወሲኹ - ናይ ቃላት ጸርፊ፣ ኣካላዊ ማህረምቲ ወይ ኦንላይን። ኣብ'ቶም ግዳያት ዝገድፎ በሰላ ግን እንታይ'ዩ፧ እንታይ ከ ክግበር ይከኣል፧
00:00 -00:00