Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

The impacts of First Nations tourism - ብደቀባት ተመሪሑ ዝካየድ ቱሪዝም ዘይሃስስ ተዘክሮ ታሪኽ፣ ስነጥበብ፣ ምዝንጋዕ፣ ጥዕናን መቐረትን ዘለዎ እዩ

12 min • 8 oktober 2024
Are you seeking a truly impactful Australian travel experience? Whether you’re seeking wilderness, food, art or luxury, there are plenty of First Nations tourism adventure that you can explore, led by someone with 65,000 years of connection to this land. Not only will you deepen your experience, but you’ll help drive cultural and economic opportunities for First Nations communities. - ናይ ብሓቂ ጽልዋ ዘለዎ ወይ ዘይርሳዕ ተሞክሮ ጉዕዞ ኣውስትራልያ ትደልዩ ኣለኹም ዲኹም፧ እቲ ትደልይዎ በረኻን ጫካታትን፣ መግቢ፣ ስነ ጥበብ ወይ ምዝንጋዕ ይኹን ብዘየገድስ፣ ብሓደ 65000 ዓመታት ምትእስሳር ምስ’ዚ መሬት ዘለዎ ሰብ እናተመራሕኩም ክትፍትሽዎም ትኽእሉ ብዙሓት ምብጻሓት ወይ ቱሪዝም ቀዳሞት ህዝብታት ኣለዉ። ተሞክሮኹም ተዕሙቕዎ ጥራይ ዘይኮነ ንማሕበረሰባት ቀዳሞት ህዝብታት ባህላዊን ቁጠባዊን ዕድላት ንምድንፋዕ’ውን ትሕግዙ’ለኹም ማለት’ዩ።
00:00 -00:00