Sveriges mest populära poddar

SBS Tigrinya – ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Understanding vaccination rules for children in Australia - ንክታበት ህጻናት ዝምልከቱ መምርሒታት ኣብ ኣውስትራልያ ንፈልጦም ዶ፧

13 min • 15 oktober 2024
Did you know that one in five children is at risk of dying from a disease that is now preventable through vaccination? Australia’s vaccination program helps to prevent severe outcomes from many childhood infections. To access family support payments—and in some states, childcare services—your child must be fully immunised according to the national schedule. - ደቅኹም ክታበት ከምዝወሰዱ ምርግጋጽ ንዕኦም ይከላኸለሎምን ንኩሉ ኣብ ከባቢኦም ወይ ኣብ ዙርይኦም ዘሎ ይጠቅምን ክብሉ ክኢላታት ይመኽሩ። እቶም ክማልኡ ዘለዎም ወይ ጠለባት ክታበት ንህጻናት ካብ ሃገር ናብ ሃገር ይፈላለዩ። ኣብ ኣውስትራልያ፣ ‘ብዘይክታበት ክፍሊት የለን’ ‘ኖ ጃብ፣ ኖ ፐይ’ ዝብል ፖሊሲ ፈደራልን ብደረጃ ግዝኣት ዝትግበር ብዘይክታበት ጸወታ የለን ‘ኖ ጃብ፣ ኖ ፕለይ’፣ ዝብል ፖሊሲን፣ ክፍሊታት ደገፍ ንስድራቤት ወይ ንመውዓሊ ህጻናት ክረኽቡ ክፍቀደሎም እንተኾይኑ፣ ህጻናት ብመሰረት ሃገራዊ መደብ ክታበት (National Immunisation Program) ምሉእ ክታበት ክወስዱ ይጠልብ።
00:00 -00:00